ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ን ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቋንቋ ትርጉም ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ናይ 2013ዓ/ም ግልጋሎት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 21, 2013 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 25, 2013 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 25, 2013 03:02 ቅደሚ ሰዓት
  • ቋንቋ ትርጉም /
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ማህተም ዝዓሮፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 20/01/2013ጀሚሩ ክሳብ ዕለት22/01/2013ዓ/ም ሰዓት 11፡00

3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገበሉን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም

4 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሓድስን ናይ መቅረባይነት ዘለዎ

5 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 25/01/2013ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 03፡00

6 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 87 5

ድሕሪት
ጨረታ መደብ