ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓይደር ንፖሊስ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ እሱራት ባኒ ፣ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክንዕድግ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 20, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 22, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 22, 2013 3:32 ቅ/ሰዓት
  • ኣቅርቦት ምግቢ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ማሕተም ዝዓረፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 21/01/2013ዓ/ም ሰዓት 11፡30

3 ተወዳደርቲ ናይ ናይ መቅረባይ ዝርዝር ዝተመገበን ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ከቕርቡ አለዎም

4 ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩም

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 22/01/2013ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡30 ይኽፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

7 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 84 37


ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s