ትካልና መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ ዉ/ማሕበር ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቃሐታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ምግዲ ፍቃድን ከቕርብ ዝኽእል

2 ቫት ምዝጉቡን ዝኾነ ናይ ግብሪ ከፈልቲ ሰነድ ከቕርብ ዝኽእል

3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 25/09/2020-19/10/2020ኣ/ፈ ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት መቐለ ዕደጋን ቀረብን መምርሒ ነዚ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ከእትዉ ይግባእ

4 ጨረታ ዕለት 19/10/2020ኣ/ፈ ሰዓ 8፡00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት22/10/2020ኣ/ፈ  ሰዓት 8፡30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ወኮቶም ኣብ ዘለዉሉ ይኽፈት

5 ናይ ጨረታ መኸበሪ ስፒኦ ንፓወር ፋክቱሪ 71 ኣይተም ላይንስ 3000 ቅርሺ፣ ንትራንስፎርመር 30 ላይን ኣይተምስ 250,000.00 ቢድ ቦንድ ዓሺጎም ብ ስፒኦ ምስ ጨረታ ከእትዉ ይግባእ ዘይተዓሸገ ተቀባልነት የቡሉን

6ትካልና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ +251 -03 42 40 02 65

ድሕሪት
ጨረታ መደብ