ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ፅሕፈትና ምክልካል ስግኣት ሓደጋ ድልዉነት ዝኮነ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 13, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 15, 2013 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 15, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድን መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ቲን ናምበር

2 ማሕተም ዝዓረፍሉ ክኮዉን ይግባእ

3 ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዋጋ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምዎ ቅጥዒ ብናይ ባዕሉኩም መሊእኩም ከተቕርቡ እትክእሉ

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 12/01/2013ዓ/ም ክሳብ 15/01/2013ሰዓት 3፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ

5 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 15/01/2013 ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 77 87

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s