ኮሌጅ ሳይንስን ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑታት : ፅሕፈት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም

አብዚ ዉድድር ክካፈል ዝደሊ መቕረቢ

  1. ምስ ዘቅርቦ ኣቕሓ ዝተተሓዘን ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
  2. አብ ተወሳኪ እሴት ታክሲ /VAT/ ተመዝጋቢ ምኻኑን ዲክለሬሽን ዝኸፈለሉ መረዳእታ ናይ 2008 ዓ/ም ከቅርብ ዝክእል
  3. ንግብሪ ከፈልቲ ዝተዉሃበ መለለይ ቁፅሪ /TIN/ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
  4. አብያተ ዕዩ መንግስቲ ኣብዝፍፅምዎም ዕዳጋታት ንምክፋል አብ ዝርዝር መቕረብትን ዉሃበቲ ግልጋሎት ዝተመዝገበ ምኻኑ መረዳእታ ኣብ ሕድሕድ ስፔስፊኬሽን ማሕተም ከቅርብ ዝክእል
  5. ጨረታ ቅድሚ ምኽፋቱ ንጨረታ መኽበሪ ንፅሕፈት መሳርሒ ኤሌክትሮኒከስ ብር 3000 (ሰለስተ ሽሕ ብር) ብ ስ.ፒ.ኦ ከቅርብ ዝክእል
  6. ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ናይ ዝሰዓሮ ኣቕሓ ወጋ 10% ዉዕሊ መክበሪ ኣትሒዙ ኣብ 5 መዓለቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ፅሕፈት መሳርሕን ኤሌክትሮኒክስ ኣብ 10 ማዓለቲ ብናይ ባዕሉ መጓዓዚ ኣቀሑት አታዊ ክገብር ዝክእል ካብ 10/06/08 ዓ/ም ጀሚሩ ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ብር 20 (ዒስራ ብር) ከፊሉ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ብምዉሳድ ዝወዳደረሉ ዋጋ መሊኡ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኦርጅናል ብኮፕን (ፖስታ) ክሳብ 25/06/08 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ክገብር ይክእል
  7. ጨረታ ዕለት 25/06/08 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ 25/06/08 ዓ/ም 4:30 ይክፈት
  8. ጨረታ እንትክፈት ባዕሉ ወይ ሕጋዊ ወኪሉ እንትርከብ ይምረፅ
  9. ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

ሓበሬታ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344408755 ደዊልኩም ምሕታት ይካኣል

አድራሻ አብ ክፍለ ከተማ ሰሜን ቀበሌ 07 ኢፍ ካፊ ዕፅፍ ኢልካ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s