ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ ፅገና፣ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 7, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 8, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መስከረም 6, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዋንኡን ሐደ ኮፒን ከቅርበ ዝክእል

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን መረዳእታ ዘቅርብ

3 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት

4 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 05/01/2013ዓ/ም ክሳብ 07/01/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ቅ/ሰዓት ክተቅርቡ እትኽእሉ

5 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 07/01/2013ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ንብረት ምም/ዳር ቢሮ ቁፅሪ 317 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 87 14ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ

ጨረታ መደብ