ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ CALM ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ ዝተፈላየ ዘርኢ ካብ ሕጋዊ መቕረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 12, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 12, 2013 3:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መስከረም 6, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ተወዳደርቲ ናይ ትካልኩም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ቲን ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርተፊኬት
2 በዚ መሰረት ፕሮፎርማ ክሳብ 12/01/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኣብ ዘሎ ግዜ ክተቅርቡ ትኽእሉ
3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 12/01/2013ዓ/ም ሰዓት3፡30 ይኽፈት
4 ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 40 56 63 / 03 44 40 43 46
5 Cpo ብቢሮና ሽም 5000 ኣስሪሕኩም ተቅርቡ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 43 46/ 03 44 40 36 63