ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዋ ናይ ዓበይትን ኣናእሽትን መካይን ጎማ ፅገና ስራሕቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክፀግን ይደሊ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 29, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 29, 2012 3:10 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ነሓሰ 27, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ተወዳደርቲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን፣ መቅረባይ ሰርተፊኬት ፣ ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቅርቡ አለዎም እቲ ዝቀርብ ዶክመንት ዝረአ ክከዉን አለዎ ዘይረአ እንተኮይኑ ናብ ዉድድር ኣይቀርብን
2 ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቅርበዎ ፕሮፎርማ ፌርማን ክቢ ማሕተምን ክዕርፍ አለዎም
3 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 26/12/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 29/12/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኣን ዘሎ ግዜ ምቅራብ ይኽእሉ
4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 29/12/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 3፡10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 36 56