ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ አስገለ ፅምብላ ካብ በጀት ዓመት 2008 ዓ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ፅሬት፣ ስራሕቲ ሕትመት፣ መለዋወጢ አቁሑት መኪና ፣መሳርሒ ህንፃ ፣ኤለክትሮኒክሰ ፣ ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕን ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት ተማልኡ ተጫረቲ ቀሪብኩም ንክትወዳደሩ ይዕድም
  1. Â ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ግብሪÂ መንግስቲ ከፊሉ ናይዚ ዘበን ፍቃድÂ ንግዲ ዘሐደሰ
  2. Â መረዳእታ መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለዎ
  3. Â ናብ ዝርዝር መቅረባየነት ዝተመዝገበን ዘሐደሰን
  4. Â ብዘይካ ናይ አቁሑት ፅሬት ኩሎም ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋባይÂ ኮይኑ ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2008 ዓ∙ ም ተወሳኪ እሴት ታክስ ሪፖርት ከቅርቡ አለዎም
  5. Â ኩሉ ዝተሓተተ መረዳእታ ዋናን ቅዱሑንÂ ከቅርብ ዝክእል
  6. Â ዝተማልአ ሰነድ ጨረታ ፖስታÂ ዋና Â ሓደ ፖሰታ ቅዳሕ በበይኑ ብሓደ ዓብዩ ፖስታ ተዓሺጎም ክቀርቡ አለዎም
  7. Â Â ተጫራታይ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ መክበሪ ጨረታ ወይንም ቢድቦንድ ብሲፒኦ ንሕድሕድ 5,000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል
  8. Â ተጫራቲ እዚ ምልክታ ጨረታÂ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምንÂ ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስንÂ ምምሕዳርÂ ንብረትንÂ ብምዉሳድ ዝርዝር ዋግኡ መሊኡÂ ኣብቲ ከይዲÂ ስራሕ ዝተዳለወ ሳነዱቅ ጨረታ ኣታዊÂ ክገብር ዝክእል
  9. Â እቲ ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ካብ 27 ጥሪ 2008 ክሳብ 15 ለካቲትÂ 2008 ዓ ∙ም ሰዓት 4 ፡00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልትታት ኮይኑ Â ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ 15 ለካቲትÂ 2008 ዓ ∙ም ሰዓት 4፡ 00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለትÂ ልክዕ ሰዓት 4 ፡30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲÂ ወይንድማÂ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉÂ Â ኣብቲ ቤት ፅሕፈትÂ ብግልፂ ይክፈት
  10. Â እቲ ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ንተከታተልቲ 50 መዓልትታት ኮይኑ መቅረባይ ዉዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 ተከታተልቲ መዓልቲ ፅሬት ዘለዎ ንብረት ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገለ ፅምብላ ከተማ እነዳባጉና ባዕሉ ኣጋዒዙ ኣታዊ ክገብር ዝክእል
  11. እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብቲ ዝቀረበ ንብረት 20% ናይ ምዉሳክን ናይ ምንካይን መሰል አለዎ
  12. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪÂ 0346610255Â Â ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s