/ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ/ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ትግራይ ኩለመዳይ ዕደጋ ፌደሬሽን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ካብ መተሃራ ፣ ኣዳማ ፣ ከሰም ፣ ወንጂ፣ ብማእኸላይ ዋጋ ብምዉፃእ ናብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ትግራይ አአወዳዲሩ ስኻር ከጓዓዕዝ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጡ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

1 ብናይ ደረቕ ፅዕነት ትራንስፖርት ናይ 2012 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣

2 ናይ ጨረታ መከበሪ ቢድ ቦንድ ብር 50,00.00 ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

3 ናይ ዝሰዓሮ መጠን ስኻር ካብ ዝተፈለጠ ሕጋዊ እዉቅና ዘለዎ እንሹራንስ ናይ መድሕን ዉሕስና ከቅርብ ዝክእል

4 ኩሎም ተጫረቲ ሰነድ ካብ 28/11/2012ዓ/ም ከሳብ 07/12/2012ዓ/ም ካብ ዋና ቢሮ ከተማ መቀለ ዘይምለስ 100 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

5 ተጫረቲ ምስ ሰነድ ተተሓሒዙ ብዝቐርብ ቅጥዒ መሰረት ዋጋ መሊኦም ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ከእትዉ ይግባእ

6 እቲ ጨረታ ዕለት 07/12/2012 ዓ/ም ሰዓት 9:15 ተዓፅዩ ኣበቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ተጫረቱ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት::

7 ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5ተ መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ዝክእል፤

8 እዚ ጨረታ ትካልና እንተዘይተስማሚዑ ብክፋል ይኩን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

9 ጨረታ መጠን በዝሒ 5 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 41 99 13 /03 44 41 08 30 / 09 14 72 10 84/0914885215/034415064

ኣድራሻና . ሰምሃል ክሊኒክ ኣብ እንደርታ ዩኔን ካልኣይ ደብሪ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s