ኤጄንሲ ምር/ምዝ/ሰነዳትን ወ/ኩነትን ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክግድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 28, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 14, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ነሓሰ 14, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዋንኡን ሓደ ኮፒን ከቅርብ ዝኽእል

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ሰርተፊኬት ዋንኡን ቅዳሕን

3 ንተወሳኺ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገበ ኮይኑ ቫት ምዝገባ ሰርተፊኬትን ናይ ሚያዝያ 2012ዓ/ም ቫት ዲክለሬሽን ዋንኡን ሓደ ኮፒን

4 በቲ ዘርፊ ናይ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ምኻኑን ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ምስክር ወረቀትን

5 ኣብቲ ጨረታ ሰዓራይ ምኻኑ ምስ ተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ኣለዎ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳራይ ዝሰዓሮ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ 07  ኮይኑ እቶም ንብረታት ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ ቤት ዕዮና ስቶር ክፍሊ በቲ ዝተሓተተ ፅሬትን መጠንን ከቅርብ ዝኽእል

6 ናይ መወዳደሪ ዶክሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይቲ ትካል ሽምን ኣድራሻን ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ኽኸዉን ይግባእ

8 ተጫረቲ ንዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታን ሰነድ ጨረታን ንኩሎም ምድብ ዘይምለስ 50 ብር ኣናኸፈለ ካብ ቢሮ ዕደጋ ፋይናንስን 24/11/2012ዓ/ም ክሳብ 14/12/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ሰነድ ጨረታ ገዚኡ ክወዳደር ይክእል

9 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኸበሪ ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ሎት1 5,000.00 ቅርሺ ብሽም ኤጄንሲ ምርግጋፅን ምዝገባን ሰነዳትን ወሳኒ ኩነት ስፒኦ ናብ ዝተደለወ ናይ ቤት ዕዮና ጨረታ ሳንዱቕ ወይ ድማ ጨረታ ቅድሚ ምኽፋቱ ከቅርብ ዝክእል

10 እቲ ጨረታ ዕለት 14/12/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡30 ድ/ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4፡00 ድ/ሰዓት ኣብ ኤጄንሲ ምርግጋፅን ምዝገባን ሰነዳትን ወሳኒ ኩነትን ደ/ከ/ስ/ዕደጋ ንብረት ምም/ር ፋይናንስን ቤት ዕዮና 3ይ ደብሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

11 ቢሮና ዝሓ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 40 32 97

ድሕሪት
ጨረታ መደብ