ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት/ ላፕቶፕ ኮምፒተር/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 5, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 10, 2012 03:45 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሰነ 10, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ኮምፒተርን ተዛመድቲ /
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ምልክታ ፕሮፎርማ ዝምልከት ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን ናይ መቕረባይነት ሰርትፊኬት ቲን ቑፅሪ ዘለዎ ምካኑ ብግልፂ ዘንብብ መረዳአታ ከቅርብ ይግባእ

2 ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 05/10/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 10/10/2012 ሰዓት 3፡30 ኣብ ቢሮ ትመህርቲ 1ይ ደብሪ ዕደጋ ክፍሊ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይካኣል

3 ፕሮፎርማ ዕለት 10/10/ዓ/ም ሰዓት 3፡45 ተዓሺጉ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡00 ይክፈት

4 እቲ ቤት ዕዮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ፕሮፎርማ ብመሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ . 03 44 40 34 77 /03 44 40 82 99

ድሕሪት
ጨረታ መደብ