ቤት ፅሕፈት ት/ፋ/ክ/ከተ/ዓዲ /ሓቂ ኣብ ጣብያ ደብረ ገነት ዝርከብ ተሓራሳይ መሬት ብጨረታ አወዳዲሩ ክጫርት ስለ ዝደለየ በዚ መሰረት 51.5 ሄክታር ዘሎ መሬት ክትጫረቱ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 1, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 5, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:300.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሰነ 5, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተጫረቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 28 /09/2012ዓ/ም ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 05/10/2012ዓ/ም ኣብ ክ/ከ/ዓዲ /ሓቂ /ት/ፋ ቤት ፅሕፈት ዕደጋን ንብረት ምም/ር እናመፃእኹም ናይ ጨረታ መኸበሪ ብር 300 ብምሓዝ ዝተኣሸገ ፖስታ ኣብ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ትገብሩ

2 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ድማ 05/10/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት

3 ሓደ ተጫራታይ ካብ ክልተ ንላዕሊ መሬት ምጭራት ኣይፍቀድን

4 ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

5 ተጫረቲ ኣብቲ ዝተኣሸገ ፖስታ ስምን ፌርማን ኣድራሻን ስ.ቁ ክምላእ አለዎ

6 ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 42 40 04 57 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ