ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ካብ ሰነ 1 ክሳብ 12 ሰነ 2012ዓ/ም ኣብ ዘዉፅኦ ጨረታ ሊዝ ቁፅሪ 67 ንመንበሪ ፣ ንግድን ፣ ንመዉዓሊ ህፃናትን ፣ መጥሓንን ዝዉዕሉ ጠቅላላ 186 ቦታታት አወዳዲሩ ብሊዝ ከመሓላልፍ ይደሊ ንጨረታ ዝቀረቡ ዝርዝር ኣብ 6ቲኤን ክፍለ ከተማታት ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ምልማዕ መሬትን ምሕደራን ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለን ምርካብ ይካኣል
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 29, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሰነ 15, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መሬትን ሊዝን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ብተወሳኪ ካብ 30 ሰነ 2012ዓ/ም ጀሚሩኩም ዉፅኢት ተወዳደርቲ ብምክታ ምርኣይ ይካኣል

1 እቲ ጨረታ ሰነ 12/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ሰነ 15 /2012ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት  3፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ኣዳራሽ ይክፈት

2 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ በዚ ጨረታ ኣይግደድን

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 73 32

ድሕሪት
ጨረታ መደብ