ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ስራሕቲ ሕትመት ብጨረታ አወዳዲራ ንምሕታም ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 1, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 13, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 14, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ኣቁሑትን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ተጫረቲ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 607 /100.00/ ቅርሺ ከፊሎም ናይ ጨረታ ዶክመንት ክወስዱ ይኽእሉ

2 ተጫረቲ ንግዲ ፋቃድ ዝተመዝገበሉ ናይ ቫት ሰርተፊኬት ቲን ቁፅሪ ዝተመዝገብኩም ምካንኩም መረጋገፂ መሉእ ዶክመንት ከቕርቡ አለዎም

3 ተጫረቲ ካብ ዘቅርብዎ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚኢታዊ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኸበሪ ሕጋዉነት ብዝተረጋገፀ ጥራሕ ከትሕዙ አለዎም

4 ተጫረቲ ዝጫረተሉ ሰነድ ብዝተአሸገ ፖስታ እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ማለት 30/08/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 13/09/2012 ዓ/ም እዩ ዝዕፀወሉ ሰዓት ድማ ሓሙሽተ 5፡00 ናይ ንጉሆ ይከዉን

5 ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት ድማ 13/09/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ኣብ ማረት ቤት ፅሕፈት ተጫረቲ ወይ ካዓ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽፈት

6 እቲ ድርጅት ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s