ኤጄንሲ ምስፍሕፋሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕደጋን ኣብ ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ህንፃ ዝርከብ ፣መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 7, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 7, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሚያዝያ 21, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ብር ብምክፋል ካብ ዕለት 23/08/2012ዓ/ም ኣብ ኤጄንሲና ዕደጋ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ410 ምዉሳድ ይኩእሉ
2 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ፣ መለለይ ግብሪ ቲን ናምበር ናይ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዝተገበረሉ
3 መኸበሪ ጨረታ 3000.00 ብስፒኦ ዘትሕዙ
4 እቲ ዝምላእ ዋጋ ምስ ተወሳኪ እሴት ታክስ ክምላእ ይግባእ
5 እቲ ጨረታ 07/09/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ኤጄንሲ ምስፍሕፋሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕደጋን ቢሮ ቁፅሪ410 ይክፈት
6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምሳራዝ መሰሉ ዝተሓለ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 29 65