ስለዚ እዚ ዝስዕብ ሮቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም
ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቆሒታት
1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልሉ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ :መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ : ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስን ናይ ወርሒ ሕዳር ሒሳብ ዘፈልጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብቲ ቤት ፅሕፈትና ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ምም/ር ንብረትን ካብ 6/05/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ብር 50.00 ብምክፋል ምዉሳድ ይካአል::
3 ናይ ጨረታ መኸበሪ 10000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይድማ ብጥረገንዘብ ከምኡዉን ኣብ ቅድመ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ከትሕዝ ዝኽእል
4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/ 05 /2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 20/05 /2008 ዓ/ምሰዓት 9:00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይኽፈት::ተጫረቲ ብዘይምርካቦም ከይዲ እቲ ጨረታ ኣይተኣጋጎልን
5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሐደ ኦርጅናልን ክልተ ኮፒ ዝተዓሸገ ፖስታ ክቅርብ ዝክእል::ብተወሳኪ ዝተማልአ መምርሒ ሰነድ ጨረታን ዝርዝር እቲ ንብረትን ተተሓሒዞም
6 ናይ ጨረታ መዕፀዉን መከፈትን በዓል እንተዊሉ ኣብ ዝቕፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን
7 ኣድራሻና ኣጋአዚ ኦፕረሽን ህንፃ ድሕሪ እንዳማርያምቤተክርስትያን ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ክፍሊ ቁፅሪ 34
8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝመሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344406839/ 408501 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ::
ድሕሪት