ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል ሎት 1 ህንፃ መሳርሒ ሎት 2 ሓሸዋ ሎት3 መስተዎትን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 በቢ ዘፈሩ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ስራሕ ንግዲ ፣ መረዳእታ መቕረባይነትን ዘለዎ ፣ መፍለይ ቁፅሪ ከፈላይነት ግብሪ ዘሎዎ፣ ኣብ ሎት 1ን 2 ዝወዳደሩ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ኮይኖም ናይ ዝሓለፈ 3ተ ወርሒ ማለት አዉን ጥሪ/ለካቲት/መጋቢት ዘቅረብሉ መረዳእታ ብቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ ሎት3 ግን ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘይኮኑ እዉን ክሳተፉ ይክእሉ እዮም

2  ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ጨረታ መኸበሪ ሎት 1ን2 1000 ቅርሺ ሎት 3 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሕጋዊ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ ኣለዎም

3 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ  ብምጥቃስ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብቲ ናይ ቤት ፅሕፈት ዋጋ መምልኢ ጥራሕ ተመሊኡ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ንጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ ይክእሉ

4 ተጫረቲ ዝርዝር  ሰነድ ጨረታ ዝገልፅ ካብ ዕለት 08/08/2012ዓ/ም ክሳብ 22/08/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ቅድሚ ቀትሪ ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈሉ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 6 ክወስዱ ይክእሉ

5 እቲ ጨረታ ዕለት 22/08/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ናይ ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ናይ ቅ/ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

 6 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ን30 ማዓልታት ይኸዉን ሰዓረይ ዝኮነ ተጫራቲ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈትና የቅርብ

7 ቤትፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 14 54

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s