ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ማለት
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 28, 2012 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 29, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መጋቢት 24, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ተ.ቁ | ዝርዝር ኣቁሑት | መዐቀኒ | በዝሒ |
1 | ቼርኬ ናይ ሃርድ ቶፕ | Pcs | 05 |
2 | Stapler Medium | Pcs | 50 |
3 | Calculator DJ-120d | Pcs | 50 |
4 | ክላሰር 250 ግራም ሮጊድ | Pcs | 800 |
5 | በዓል ገመድ ቦክስ ፋይል 1ይ ደረጃ | Pcs | 100 |
ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ
1 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለየ ቁፅሪ
2 ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል
3 ናይ ቫት ዝተመዝገበሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝክእሉ
4 ሰዓራይ ምስዓሩ ምስተፈለጠኣብ ዉሽጢ 05 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
5 ተጫረቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ማሕተም ገይሮም ብኢንቮሎፕ ብምእሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 23/07/2012ዓ/ም ክሳብ 28/07/2012ዓ/ም ኣታዊ ክገብሩ ይክእሉ
6 እቲ ብሮፎርማ 28/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ይክፈት
7 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 69 44