ሆስፒታል መቐለ ንሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለ ናይ ሰብ መድሓኒት ንክገዝእ ስለዝደለና በዚ መሰረት ካብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 16, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 30, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:35000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 30, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ መድሓኒት ምህርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ቫት ዝተመዝገቡን ኣብ ሓዱሽ መቅረባይነት ዝርዝር ተመዝጋቢ ምካኖምን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

2 መከበሪ ጨረታ 35000.00 ብስፒኦ ብጥረ ገንዘብ ወይ ባንኪ ዝተረጋገፀ ሰርቲፋይድ ለተር ከትሕዝ ዝክእል

3 ዝሰዓረ ተጫራቲ ንዝሰዓሮ መድሓኒት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ኣብ ሆስፒታል መቀለ የረክብ

4 ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ዝሐዘ ሰነድን ኣብ መዓሸጊ ፖስታን ሽሞምን ፊርማን ናይ ትካሎ ማህተምን ከዕርፍ ይግባእ

5 ንመከበሪ ጨረታ ዝቀርብ ስፒኦ ኣብ ዉሽጢ ፖስታ ተዓሺጉ ክቀርብ ይግባእ ካብዚ ወፃኢ ዝመፅእ ተቐባለነት የብሉን

6 ዋጋ ጨረታ ሰነድ ብር 50 እዩ

8 ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ እዋን ካብ ዕለት 15/07/2012 ዓም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 30/07/2012ዓ/ም ንተከታታሊ 15 ማዓልታት ሰነድ ጨረታ ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ፋይናስን ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 62 እንዳገዛእኩም ምዉሳድ ይከኣል

9 እዚ ጨረታ ዕለት 30/07/2012 ዓም 8:30 ሰዓት ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9:00 ሰብ ዋና ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

10 ዝቀረበ ሰነድ ጨረታ ዝተማለአ ኮይኑ እነተተረኪቡ በዓል ዋና ብዘየብሉ ክክፈት ይክእል

11 ሆስፒታል መቐለ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344420046

ድሕሪት
ጨረታ መደብ