ኢንተርፕራይዝ መፅናዕትን ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፈርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 10, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 10, 2012 04:01 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ብዘርፉ ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ኮፒ ክተቅርቡ እትክእሉ

2 ናይ መቅረባይነት ምዝገባ ሰርፊኬት ቲን ቁፅሪ ዝሐዘ ኮፒ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ቫት ተመዝገበቲ እንተኮንኩም ናይ ቫት ሰርተፈኬት ኮፒን ዘቅርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሐወሰን ክከዉን አለዎ

4 እዚ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

5 ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ን7ተ መዓልቲታት ይከዉን

6 ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሐለ ጊዜ 07/07/2012 ዓም ክሳብ 10/07/2012 ዓም ናይ 4:00 ንጉሆ ይከዉን

7 ትካልና ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344418556 ምርካብ ይከኣል እዩ

ተቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለይ ቁፅሪ

መዓቀኒ

በዝሒ

1

Shock Absorber RR Electrical

48530-69533

pcs

02

2

Glass Wind Shield

56111-36120

pcs

01

3

Weather Strip Wind Shield

56121-36010

pcs

01

ድሕሪት
ጨረታ መደብ