1 ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ብቤት ፅሕፈት ልምዓት ደቀቅትን ኣናእሽተይን ንግዲ ትካላት ዝተወሃበ ብርኪ ትካል ምስክር ወረቀት ንግዲ ፍቃድ ስራሕን ተካናታራይነት ምዝገባ ካርድ
2 መለለየ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ፣ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምስክር ወረቀት ናይ ወርሒ ጥሪ ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ ፣ መቅረባይነት
3 ተጫረቲ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 20/06/2012ዓ/ም ክሳብ 08/07/2012ዓ/ም ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክትገዝኡ ትክእሉ
4 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዕለት 08/07/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ወረዳ ወልቃይት ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ይክፈት
5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 33 00 78
ድሕሪት