ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ንምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕሉ ቀወምትን ሃለቅትን ንብረታት ማለት መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናይ ተሽከርከርቲ ዘይትን ቅብኣትን ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ናይ መኪና ጎማ ፣ ናዉቲ ፅሬት ፣ ኣቅሑ ኤሌክትሪክ፣ መድሓኒት እንስሳት፣ ኣቅሑ ሳይክል፣ ኣቅሑ ላብራቶሪን ኬሚካላትን፣ ሸቀጣ ሸቀጥ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

1 ናይ 2012 ዓ/ም ዝታሐደሰ ምስ ዘቅርብዎ ንብረት ዝተሓሓዝ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ

2 ንግብሪ ከፈልቲ ዝወሃበ መለለይ ቁፅሪ ቲን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ

3 ናይ 2012 ዝተሓደሰ መቕረባይነት መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዞም ከቕርቡ ይግባእ

4 መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ናይ ላብራቶሪ ኣቅሑትን ኬሚካላትን ንምቅራብ እትወዳደሩ ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ምካንኩምን ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ ተቅርቡ

5 ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ዉቅሮ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ቢሮ ቁፅሪ 23 ብምዉሳድ ዝወዳደርሉ ዋጋ መሊእካ ኣብ ዉሽጥን ኣብ ልዕሊ ፖስታን ስሞሙን ኣድራሾኦምን ፂሒፎም ፌርሞምን ማህተም ጌሬም ብዝተዓሸገ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ብምግባር ክሳብ 01/07/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ዝተዳለየ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ይክእሉ

6 ሳንዱቕ ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 01/07/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡10 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ መኸበሪ ጨረታ ዝከዉን ፣ መሳርሒ ፅሕፈት5000.00 ቅርሺ ፣ ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 2500፣ ናዉቲ ፅሬት 500፣ መድሓኒት እንስሳት 1000.00፣ ናይ ተሽከርከርቲ ዘይትን ቅብኣትን 3000.00፣ መሳርሒ ህንፃ1500.00፣ ኣቅሑ ላብራቶሪን ኬሚካላትን4000.00፣ ናይ መኪና ጎማ 2000.00 ፣ኣቅሑ ሳይክል1000.00 ፣ ሸቀጣ ሸቀጥ500.00፣ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከቅርቡ ዝክእሉ

8 ሰዓራይ ካብ ምካኖም ዝተገለፀሎም ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ናይ ዘቅርብዎ ንብረት ዋጋ 10 ሚኢታዊ ዉዕሊ መኸበሪ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ኣትሒዞም ዉዕሊ ብምእሳር ኣብ 12 ተከታታሊ መዓልቲ ብናይ ባዕሎም መፅዓንን መራገፍን ንብረት ናብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ዉቅሮ ኣታዊ ዝገብሩ

9 እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 43 05 65 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ