1 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን አዉሮራ ንቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ መቀለ እዩ
2 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ከቅርብ ዝክእል
3 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ቲን ናምበር ተመዝገባ ዝኮነ
4 ወረቀት ምስክር ንግዲ ፣ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝክእሉ
5 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ መወዳእታ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ
6 እቶም ዝተዘርዘሩ ፍቃዳት ብዋናን ዘይምለስ ቅዳሕን ክተቅርቡ እትክእሉ
7 መክበሪ ንኩሉ ዘፈር 3,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይድማ ብጥረገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
8 መቅረብቲ ካብ ዕለት 29/05/2012ዓ/ም ክሳብ 13/06/2012ዓ/ም ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ኣብ ዝተዳለወ ሳጡን ምእታዉ ይክእሉ
9 ጨረታ ዝዕፀወሉ 13/06/ 2012 ዓም ሰዓት 4 ፡00 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ በቲ ዕለት 4፡30 ይክፈት
10 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ መዓልቲ ን 10 ተከታታሊ ማዐልቲ ይከዉን
11 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብክልተ ኢንቨሎፕ አተኣሻሽገኡ ሓደ ዓይነት ዝኮነ እቲ ዋናን ቅዳሕን ከቅርቡ አለዎም
12 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
13 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0919076798 ወይድማ 09 14 19 69 87/ 09 63 46 77 85 / ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ
ድሕሪት