ተዓፅዩ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ዓዲጉዶም ኣብ 2012 ዓ/ም ንምምሃር ምስትምሃር ንቴክኖሎጂ ግልጋሎት ቢሮ ዝዉዕላ ኣቅሑት ተባሂሉ ካብ ዝተበጀተ በጀት ፣ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቅሑት ቢሮ ፣ ከምኡ እዉን ንመመረቂ ግልጋሎት ዝዉዕል ግብየን ተመረቅቲ መግዝኢ ተባሂሉ ካብ ዝተበጀተ በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 21, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 21, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታዓዲ ጉዶም
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ