ኣብያተ ዕዮታት ወረዳና ብናይ መደበኛን ገበርቲ ሰናይ በጀት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መኪና ጎማን ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 26, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መስከረም 12, 2008
posted:ልዕሊ 11 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status open

1 ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን በቲ ስራሕ ዘርፊ ዝተመዝገበን መለለይ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/ ዘለዎ መቅረባይነት ዘሐደሰን

2 ናይ መኪና ጎማ ጥራሕ ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ናይቲ ወርሒ ዲክለር ዝገበረሉ ድክላራስዩን ከቅርብ ዝኽእል

3 ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑ ግን ቫት ተመዝጋባይን ዘይተመዝጋይን ብማዕረ ምስታፍ ይካኣል

4 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 11/12008 ዓ/ም ክሳብ 26/012008 ዓ//ም ይኸዉን

5 ጨረታ ዝዕወሉ ዕለት 26/01/2008 ንጉሆ ሰዓት 4:00 ኮይኑ

6 ዝከፈተሉ ድማ ዕለት 26/01/2008  ኮይኑ ንጎሆ ሰዓት 4:30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪል አብ ዝተረከበሉ ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ቤት ፅሕፈት ትልሚን ፋይናንስን ይኸዉን

7 ንሕድሕድ ጨረታ መኽበሪ ብር 3000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ስፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል

8 ንሕድሕድ ጨረታ ሰነድ መሸጢ ብር 50 ኮይኑ ካብ ቤት ፅሕፈት ትፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ምዉሳድ ይከኣል

9 ኣብ ጨረታ ግዜ ኦርጅናልን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

10 2 ዊዝሆልዲንግ ከኽፍል ዝኽእል

11 ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ትልሚን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ከቅርብ ዝኽእል

12 እቲ ሰዓራይ ኣብ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ከኣስር ዝኽእል

13 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0346640172 /209

ጨረታ መደብ

s