ኣብ መቐለ ንዝርከብ ቤት ዕዩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ንተጫረቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 21, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መስከረም 8, 2008
posted:ልዕሊ 11 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status open
1 ናይዚ ዘመን ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም
2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለሊይ ቁፅሪ
3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገብኩም መካንኩም
5 ናይ ወርሒ ሓምለ 2007ዓ/ም ዲክላራሲዮን መረዳእታ ክተቅርቡ ትክእሉ
6 ኣብ ናይ መንግስቲ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገብሉ ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝክእሉ
7 ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ መስከረም 6/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 14 ምዉሳድ ይክእል
8 እቲ ጨረታ 20 መስከረም 2008 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፁ ኣብ ተመሳሳሊ መዓልቲ ሰዓት 8:30 ይክፈት
9 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና 10,000 ቅርሺ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብ ሲፒኦ ወይ ድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ከቅርብ ኣለዎ
10 ኤጀንሲና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉአ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዘተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብ/ስልኪ ቁፅሪ 0344418515 ወይ ድማ 0344418514 ምሕታት ይካኣል
ኣድራሻ ሮማናት ሙዚቃ ቤት ውይንም ድማ ህንፃ ታደሰ ሓጎስ ፊትለፊት