ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ዝርከቡ ቤት ትምሕርትታን ወረዳታትን ንተምሃሮ ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ካብ 1ይ እስካብ 8ይ ሓገዝቲ መፃሕፍትን ተኸላ ፀግዕታት ንባብ ክትገዝእን ከተስርሕን ትደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 19, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መስከረም 4, 2008
posted:ልዕሊ 11 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status open
ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክትገዝእ ትደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ዉድድር ክትሳተፉ እትደሊዩ ተወዳደርቲ
- ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ::
- ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍለይ ቑፅሪ (TIN NO) መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
- ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
- ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእል::
- ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ ንሕድሕድ 3000 /ብር ሰለሰተ ሽሕ ጥራሕ/ ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ::
- ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 20.00 /ብር ዕስራ/ ብር ብምኽፋል ካብ ማልት ቤ/ፅሕፈት ቑፅሪ 400 ክወስዱይኽእሉ::
- ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድን ቢድቦንድን ማሕተም ገይሮም ብኢንቨሎፕ ብምእሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ እስካብ መሰከረም 20 /2008 ዓ/ም ስዓት 8:00 ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቑፅሪ 400 ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብር ይግባእ::
- እቲ ጨረታ መስከረም 19/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት : 8:30 ድሕሪ ቐትሪ ኣብ ቢሮ ቑፅሪ 415 ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት ::
- ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእእቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉዝተሐለወ እዩ
- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 03 44 40 99 23 ምድዋልይከአልእዩ:;
ፓ ሳ ቑ 469 መቐለ