ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፈነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ዓይነታት እስክራፕ ማለት እዉን 250 ሓባ በርሚል: :230 ሐባ ጣዉላ ማዕፆ :200 ሐባ ጀሪካን :124 ሐባ ናይ መኪና ባትሪ :330 ሐባ ናይ አናሽተይ መኪና ጎማ :151 ሐባ ናይ ዓበይቲ መኪና ጎማ :938 ሓባ ናይ ማን ትራክ ጎማ ንዓማዊል ግልፂ ጨረታ ብምወፃእ ሕጋዊ ስራሕ ፋቃድ ንግዲ ንዘለዎም ተጫረቲ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ