ተዓፅዩ
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ዉልቀ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዓይነታት ንብረት ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ኣብ መክዘን ዘለኩም ክዕድግ ይደሊ 1 ሃንድ ሎረር በዝሒ 10 ፣ 2 አየር ኮምፕረሰር በዝሒ 03 ፣ 3 ቶታል ስቴሽን ሴት ዊዝ ኦል ኣክሰሰሪስ በዝሒ 04 ፣ 4 ሴቲንግ ዊዝ ኦል ኣክሰሰሪስ በዝሒ 04፡ 5 ኤሌትሪካል ጀነሬተር 250 ኬቪኤም በዝሒ 03 እዞም ዝስዕቡ ክተቅርቡ እትክአሉ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 11, 2013 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 11, 2013 11:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ