ተዓፅዩ
ኣብ ቤት ማዛጋጃ ክፍለ ከተማ ሓድነት ዝርከብ ከ/ስ/ዝተዋደደ መሰረት ልምዓት ኣብ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ መቐለ ክ/ከ/ሓድነት ካሴች ኣስፋዉ ጥዕና ጣብያ ናይ ቲቢ ክፍሊታት ብብርኪ 9 ፈቃድ ደቐቕቲ ንንግዲ ትካላት ናይ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 23, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 23, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ8,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ