ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይነን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2012 ዓም በጀት ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስለሴ ቤት ትምህርቲ ምድረ ገነት G+2 ህንፃ ስራሕ BC7 GC 7 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ስራሕ ዘለዎም ስራሕ ተኻናተርቲ ኣጫርቱ ከሰርሕ ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 5, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ Shire Endassilase