ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብሴኤሌፍ በጀት ዝግዝኡ ናይ ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ሕርሻ መሳርሒ ናዉቲ : ፖሊተን ቲዩብ ማለት እዉን ፕላስቲክ ቲዩብ :ናይ ንህቢ ዘመናዊ ቀፎ : ዝተፈላለዩ ፈልሲ ማለት እዉን ቀዋሚ ተክሊ ብተወሳኪ ድማ ብናይ መደበኛ በገት ዝስርሕ ናይ መኪና ሰርቪስን ፅገናን ዝግበረሉ ጋራጅ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ክሰርሕን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 20, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 20, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንኤሌክትሮኒክስ 3000 ብር ንሕርሻ መሳርሒ ናዉቲ 15000 ብር : ንፖሊቴን ትዩብ ማለት እዉን ፕላስቲክ ትዩብ 3000 ብር : ናይ ንህቢ ዘመናዊ ቆፎ 20000 ብር : ፈልሳ ማለት እዉን ቀዋሚ ተክሊ ብር 100000 ብር : ናይ መኪና ፅገናን ስርቪስን ዝግበረሉ ጋራጅ 5000 ብር
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ነቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ፅሬትን ጋራጅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ሰርቪስ ፅገናን መካይንን ክገብር ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 18, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 18, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንፅሕፈት መሳርሒን 20000 ቅርሺ : ንኣቅሑት ኤሌክተሮኒክስ 20000 ቅርሺ : ንመለዋወጢ ኣቅሑት መኪና 10000 ቅርሺ : ንጋራጅ 10000 ቅርሺ : ንፅሬት 3000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.03)162.61 (0.03)
180.40 (-0.31)182.20 (-0.31)
24 (0)24.36 (0.01)
9.75 (-0.05)9.84 (-0.06)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 13, 2019