ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ናይ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ብናይ ስደተኛታት ፅዕንቶ ምንካይ ልምዓት ፕሮጀክት DRDIP ብዝተረከበ ድጋፍ በጅት ንምስራሕ ካብ ጠብያ ሰደር ናብ እንዳሰሰዉ መሰጋሪ ድልድል ሓድሽ ህንፃ ክህነፅ ስለዝተደለየ ደረጃ 8 ልዕሊኡን ብናይ መንገዲ ስራሕ ፍቃድ RC ወይ ናይ ህንፃ መንገድን ኮንስትራክሽን GC ሙሉእ ስራሕ ንምስራሕ ከምእዉን ኣብ ጣብያ ሙሴ ጥዕና ጣብያ ሐደ ብሎክ ምርመራ ክፍሊ ኦፒዲ በዓል ኣርባዕተ ክፍሊ ንምህናፅ ስለዝተደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 28, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ሽራሮ