ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕድጋ ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ብዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ልምዓት መስኖ ካብ ናይ ዩኒድፒ በጀት ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ኣብ ጣብያ ገጠር ሰመማ ክልተ ዓሞቅቲ ጎዳጎዲ ኤሌክትሪካል ፓምፕ ሶላር ሲሰተም ምፅጋን ወይ ድሚ ዲፒ ወል ሚንተናስ ፓወር ሶለር ፓምፕ ንምስራሕ ኣብዚ ዘርፊ ንዝተወፈሩ ተወዳደርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 27, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ታሕታይ ቆራሮ