ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምም/ር ፋይናንስ ወረዳ ፅራእ ወንበርታ ን2018 በጀት ዓመት ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝውዕል ካብ ቃል ኪዳን ሰቆጣ ፕሮጀክት በጀት ደርሁት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 9, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 9, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ1,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ