ተዓፅዩ
ማይጨዉ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ንምምሃር ምስትምሃርን ንካልኦት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ወይ እዉን ማኒፋክቸሪንግ ኮንስትራካሽን : ዋተር ቴክኖሎጂ : ኤሌክትሪካል ቴክኖሎጂ: መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት አዉቶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 14, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 14, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታማይጨዉ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋኣብ ነፍሲ ወከፍ ሎት ዝተፈላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ