ተዓፅዩ
ን2ይ ግዜ ዝዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኣብ ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ከይዲ ስራሕ ሓምለዋይ ልምዓትን ፅባቀን ከተማን ናይ ግሪነሪ ሰራሕተኛታትን ናይ ብሎክ ንብሎክ ሰራሕተኛታት ዝኾኑ ዓመታዊ ዘድልዮም መሳርሕን ሴፍቲ ማተርያልን ክንዕድግ ስለዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 30, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 30, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ