ማእከል ምርምር ሕርሻ ሽረ-ማይፀብሪ ብናይ መደበኛ በጀት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሎት1 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ፣ ሎት2 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኣቑሑት ክዕድግ ይደሊ ።በዚ መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ኢንስቲዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 9 ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከምትኽእሉ ነፍልጥ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 26, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ማይ ፀብሪ