ተዓፅዩ
ማሕበር ከዋክብቲ 20 ኣባላት ዘለውዎ ዓርሰ ሓገዝ ማሕበር ኮይና ኣብ ካልኣይ ዙር ዕደላ ኣባይቲ 70 ካሬ ተወዲባ ኣብ ምንቅስቃስ ትርከብ፡፡ ስለዚ ማሕበር ከዋክብቲ ንዘህንፆም መንበሪ ኣባይቲ ብቁዓት ዝኮኑ ኮንትራክተራት ኣወዳዲራ ክትቆፅር ትደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 21, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 21, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ