ተዓፅዩ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ ጉለመኸዳ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ፋፂ ዋኑነቱ ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ ፋፂ ዝኮነ 2ይ ፌዝ G+3 ዝኮነ ቤት ፅሕፈት ህንፃ ብደረጃ GC/BC 7ተ ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ስራሕ ፍቃድ ዘለዎም ተካናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 10, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 10, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታጉሎመከዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ120,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ