ምልክታ ምንዋሕ ግልፂ ጨረታ አብ ዋኒኑ ከምዝተገለፀ ዝተፈላለየ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ :ናዉቲ ፈርኒቸር :ሞተርን ሳይክልን : ናይ ማሽን ኪራይ ስራሕቲ ንከተማ ሽረ እንዳስላሴ ቤት መዘጋጃ አጠቃቅማን ምምሕዳር ምርግጋፅ መሬት ትሕዝቶ ካደስተርን አገልግሎት ዝዉዕል ናዉቲ አቅሑትን ግልጋሎት ማሽን ኪራይ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም በዚ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንብረት ክዕድግን ብማሽን ኪራይ አገልግሎት ክረክብ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 12, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 12, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት መዘጋጃ ሽረ እንዳስላሴ ንዝተፈላለዩ ከይዲ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሞተር ብስክሌት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 25, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 25, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ4,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት መዘጋጃ ሸረ ሳይክላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 15, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 15, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታሽረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት መዘጋጃ ሸረ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 6, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 6, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታሽረ
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.03)162.61 (0.03)
180.40 (-0.31)182.20 (-0.31)
24 (0)24.36 (0.01)
9.75 (-0.05)9.84 (-0.06)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 13, 2019