Closed
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ክፍለ ከተማ ኲሓ ኣብ ምም/ር ክ/ከተማ ኲሓ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ናይ ፅ/መሳርሒ ፣ ፅሬት መሳርሕን፣ ሕትመትን፣ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ። ስለዚ ነዚ ዝስዕብ ረቋሓታት ዝተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ንዕድም።
መዝግያ ቀን ሕዳር 4, 2016 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትሕዳር 4, 2016 4:00 ጥዋት
ቦታኩሓ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋፅሕፈት መሳርሒ ብር 5000 ፣ ንፅሬትኣቁሑት ፣ንሕትመትን ኤለክትሮኒክስን 3000
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ50.00
የተለቀቀበት ቀን