Closed
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ንኣብያተ ቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ን ኤሌክትሮኒክስን ካብ ናይ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን ግልጋሎት ክረክብ ስለዝደለየ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም
መዝግያ ቀን ሕዳር 5, 2016 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትሕዳር 5, 2016 8:30 ጥዋት
ቦታዓዲግራት
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋበቢ ዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ300.00
የተለቀቀበት ቀን