ተዘግቷል
ሱር ኪንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ማለት እዉን መለዋወጢ ኣቅሑት : ሓሸዋ : ዝተፈላለዩ ዓይነት ምስማር : ሽቦ : ጣዉላ ሞራለ : ኬሚካል :ቫይቪሬተርን ካልኦትን ካብ መቅረበቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
መዝግያ ቀን 21 ሕዳር 2016
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት21 ሕዳር 2016
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ0.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ300.00
የተለቀቀበት ቀን