ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት) ዝተፈለላዩ ናይ ፅሬት ኣቅሑ / Sanitation Materials/ ብጨረታ ኣወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።

መዝግያ ቀን ጉንበት 20, 2011 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትጉንበት 21, 2011 9:00 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ2%
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ100.00
የተለቀቀበት ቀን

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት) ዝተፈለላዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ ኣቅሑ / Electronics Materials/ ብጨረታ ኣወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።

መዝግያ ቀን ጉንበት 20, 2011 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትጉንበት 21, 2011 9:00 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ2%
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ200.00
የተለቀቀበት ቀን

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ኣክሱም ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ንአገልግሎት ዝውዕሉ ዝ/ዩ ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ክገዝእን ዝ/ዩ ዘገልገሉ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥን ይደሊ። ስለዚ ካብ 06/09/2011ዓ/ም ክሳብ 21/09/2011ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ኣብቲ ኮሌጅ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ንብረትን ንነብሲ ወከፍ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ከፊልኩም ብምውሳድ መወዳደሪ ዋጋ መሊእኩም ነብሲ ወከፍ ሰነድ ብበይኑ ዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክተእትው ኣለኩም፡፡ ነዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

መዝግያ ቀን ጉንበት 21, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትጉንበት 21, 2011 8:45 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ በቢምድቡ ዝተፈላለየ
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ50.00
የተለቀቀበት ቀን

የጨረታ ምድብ

ባለቤት ኩባንያ

የጨረታ ማስታወቅያዎች እዚሁ እንደሚለቀቁ ያውቃሉ'] = ነገር ግን ሙሉ ኣገልግሎት ከፈለጉ ለምሳሌ ለድርጅትዎ ብቻ ጠቃሚ የሆነ ጨረታ ለይቶ የ ሚያሳውቅ ወይም በ ኢሜይል በየግዜው የሚያቁበት መንገድ ይመቻችሎታል፡ እንዲሁም በሞባይል መልእክት የሚያቁበት መንገድ፡፡ ምንድነው የሚጠብቁት? ኣሁኑኑ ይመዝገቡ በተመጣጣኝ ኣመታዊ ክፍያ፡፡ በኣድራሻችን ያግኙን!

ጨረታ ለመከታተል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.92 (0.23)162.53 (0.23)
180.51 (1.5)182.31 (1.51)
24 (0)24.29 (0.04)
9.73 (0.06)9.83 (0.06)
1.02 (0.01)1.03 (0.01)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 6, 2019
s