ተዘግቷል

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቐ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ቀፂሎም ዘለው ንብረታት 1 ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 2 ፎቶ ኮፒ ዓባይ ማሽን 3 ፕሪንተር ቀለም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ ስለ ዝድሊ ክትጫረቱ ትደልዩ ትካላት ብመሰረት እቲ ቀሪቡ ዘሎ እስፔስፊኬሽን ንክትጫረቱ ብክብሪ ይዕድም፤

መዝግያ ቀን ጥሪ 16, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትጥሪ 16, 2012 4:30 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ5,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ50.00
የተለቀቀበት ቀን
ተዘግቷል

ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኢትዮጽያ ሃገረ ስብከት ዓዲ ግራት ዉቅሮ ቅድስት ማርያም ኢንስቲቱዩት ኮሌጅ ኣብ ናይ 2012 በጀት ዓመት ኣብ ዞባ ምብራቕ ከተማ ዉቕሮ ዝርከብ በዓል ሓደ ደብሪ ቤት ፅሕፈትን መምሃሪ ክፍልን ዝሓዘ ህንፃ ከስርሕ ስለዝደለየ ነዚ ንምስራሕ ደረጃ BC/GC 5ን ልዕሊኡ ስራሕ ፍቓድ ዘለኩም ስራሕ ተቃረፅቲ ክትጫረቱ ይዕድም

መዝግያ ቀን ጥሪ 21, 2012 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትጥሪ 21, 2012 4:32 ጥዋት
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ150,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ400.00
የተለቀቀበት ቀን

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘርሁን ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መዝግያ ቀን ጥሪ 12, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትጥሪ 12, 2012 4:00 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ0.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ0.00
የተለቀቀበት ቀን

የጨረታ ምድብ

ባለቤት ኩባንያ

የጨረታ ማስታወቅያዎች እዚሁ እንደሚለቀቁ ያውቃሉ'] = ነገር ግን ሙሉ ኣገልግሎት ከፈለጉ ለምሳሌ ለድርጅትዎ ብቻ ጠቃሚ የሆነ ጨረታ ለይቶ የ ሚያሳውቅ ወይም በ ኢሜይል በየግዜው የሚያቁበት መንገድ ይመቻችሎታል፡ እንዲሁም በሞባይል መልእክት የሚያቁበት መንገድ፡፡ ምንድነው የሚጠብቁት? ኣሁኑኑ ይመዝገቡ በተመጣጣኝ ኣመታዊ ክፍያ፡፡ በኣድራሻችን ያግኙን!

ጨረታ ለመከታተል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019