ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ኣብ ከተማ ዓድግራት ኣብ ቀበሌ 02 ንዘሎ ናይ ሰፈር ልምዓት ፕላን ማለት እዉን ኤምዲፒ ካብ ዝተትሓዘሉ ካፒታል በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣማከርቲ ማለት እዉን ኮንሳልታንት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 18, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 18, 2017 11:01 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/

ቐዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ኣብ ዘስርሖ ህንፃ ተጠቓማይ ሕብረተሰብ ኮነ ሰብ ገዛ ግቡእ ግልጋሎት እናረኽቡ እንትኾኑ ኣፍቲ ህንፃ ኮነ ግቢ ዝርከቡ ናይ ሓባር ሓፍቲ ኣብ ረብሓ ንምውዓል ናይ ቐፃላይ ብዝነስ ፕላን ኣፅኒዑን ኣዳልዩ ንዘቕርብ ባዓል ሞያ ኣወዳዲሩ ክህብ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 28, 2017 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 7, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ/

ቤት መዘጋጃ ዓዲ ዳዕሮ ኣብ በዓት ዓመት 2017 ዓም ናይ ከተምኡ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ መዋቅራዊ ፕላን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ታሕሳስ 20, 2017 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 1, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 1, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 150,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 3,000.00
  • ጨረታ መደብ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/

ቤት መዘጋጃ ዓዲ ዳዕሮ ኣብ በዓት ዓመት 2017 ዓም ናይ ከተምኡ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ መዋቅራዊ ፕላን : ስትራክቸራል ፕላን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 11, 2017 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 25, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲ ዳዕሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 25, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 150,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 3,000.00
  • ጨረታ መደብ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/

ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዚ ኣብ ታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ ናይ ትርጉም ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክግልገል ይደሊ ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 13, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017 03:10 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ቋንቋ ትርጉም /

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ትርጉምን ፅሑፉን ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ዉዕል ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 15, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 16, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 16, 2017 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ቋንቋ ትርጉም /

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ትርጉምን ፅሑፉን ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ዉዕል ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 10, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 13, 2017 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 13, 2017 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ቋንቋ ትርጉም /

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ትርጉምን ሕትመት ጋዜጣን(ምእውጅን ምምፅኣን )ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 27, 2016 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2016 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2016 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ቋንቋ ትርጉም /

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ትርጉምን ምትርጋም ምምፃኣን ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 27, 2016 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 29, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ነሓሰ 29, 2016 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ቋንቋ ትርጉም /

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ትርጉምን ፅሑፉን ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ዉዕል ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 24, 2016 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ቋንቋ ትርጉም /