ቤት ት/ቲ አድቬንቲስት ንተምሃሮ ሰርቪስ ካብ 70 ካሬ ዘመላልሳ ተሽከርከርቲ አጫሪቱ ክጥቀም ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 11, 2019 (8 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 13, 2019 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 13, 2019 8:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ዝኽፈል ኣብ ዉሽጢ ግቢ ዝርከብ ዝተኾመረ ሓመድ ብሎደር መሽን ካብ ዘለዎም ሰብ ዉልቀ ሃፍቲ ብክራይ ከበትኖ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 13, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 16, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 16, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ማሽነሪ ክራይ/

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ዝኸፈል ካብ ማይ ፈሳሲን/ካብ ኪሓ ጥራሕ ንተሃነፅቲ ፅሩይ ዝስተ ማይ ተምፅእ ልዕሊ 15 ሜ.ብ ትሕዝ ቦጥ መኪና ካብ ዘለዉኦም ዉልቀ ሰብሃፍቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2018ዓ/ም ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 27, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 7, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 7, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ማሽነሪ ክራይ/

ቤት ትምህርቲ ሰውሒ ንጉስ 19 መስርሒ ቦታ ኮንቲነራት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪን ውዕሊ ክኣስርን ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 13, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 20, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 20, 2018 5:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 7,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛ/ህንፃ ክራይ/

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2018ዓ/ም ዝኸፈልኣብ ዉሽጢ ግቢ ዝርከብ ዝተኾመረ ሓመድ ብሎደር መሽን ካብ ዘለዎም ሰብ ዉልቀ ሃፍቲ ብክራይ ከበትኖ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 2, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 5, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 5, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ማሽነሪ ክራይ/

ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ካብ ናይ መደበኛ በጀት ዓመት2018 ማይ ብቦጥ ኣወዳዲሩ ውዕል ክኣስር ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 15, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 15, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ካብ ናይ መደበኛ በጀት ዓመት2018 ማይ ብቦጥ ኣወዳዲሩ ውዕል ክኣስር ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 6, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 9, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 10, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

መ/ሆ/11 ለካቲት ሆስፒታልንበጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ረሳሕ ጎሓፍ ምልዓል_ ብግልፂ ጨረታ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 9, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 9, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

መ/ሆ/11/ ለካቲት ንበጀት ዓመት 2018 ማይ ብቦጥ ምቕራብን ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ካብ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ/መዕቀኒ/ንተማልኡ መቕረብቲ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 14, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 14, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ዋግዋጎ ትሬድንግ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ንዘለዎ ናይ መኪና ሰርቪስ ድሌት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብመልክዕ ፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክካረ ስለ ዝደለየ ነቲ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ረቛሓ እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 20, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 30, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: -18, 1745 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/