እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ናብ ምልክታ ጨረታ ትግራይ ቁፅሪ 1 ጨረታ ማዕኸን

ኣብ ቀረባ አዋን ዝዕፀውታ ጨረታታት

ኣክሱም ዩኒቨርስቲ የተለያዩ የስፖርት መገልገያ እቃዎች ግዥ መፈፀም ይፈልጋል

የስፖርትና ትጥቅና ተዛማጅ እቃዎች— ቀዳሜ የካቲት 28, 2018 02:35 ቅደሚ ሰዓት (3 ሰዓታት ቐርዩዎ)

ቤት ፅሕፈት ማሕበር ኢትዮ ትሪ ከባቢ ምምሕያሽ ኣብ ናይ 208 ዓ/ም በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ኢትዮ ትሪ ከባቢ ምምሕያሽ ዝኾነ ኣብ ዝተፈላለዩ ቁሸታት ጣብያታትን ወረዳታትን ዝርከቡ ማ/ሰብ ደኒ ዘለዎም ናይ መብራህቲ ሕፅረት ንምቅራፍ፤ መማረፂ ሓይሊ መብራህቲ (ሶላር) ብምጥቃም ቀንዲ መፍትሒ ኾይኑ ስለዝተረኸበ ትካልና ነዚ ክቅርቡ ዝኽእሉ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ኣብ ከልልና ትርከቡ ማሕበራትን ናይ ውልቀ ትካላትን ኩሉኹም ፤ ትካልና ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ብዝሓዞ መደብ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን— ቀዳም የካቲት 28, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (4 ሰዓታት ቐርዩዎ)

ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ንራማ ማይን ፈሳስን ግልጋሎት እትውዕል ናይ ኤሌክትሪክ ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

ዕድጊት ሞተርሳይክል— ቀዳም የካቲት 28, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (3 ሰዓታት ቐርዩዎ)

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ካብ SLMP በጀት ዝከፈለ ብቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ከይዲ ስራሕ ሃፍቲ ተፈጥሮን እንስሳን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዕድጊታት ናይ እፅዋት ዘርኢ ኣትክልትን ፍራምረን :ኣቅሑት ቢሮን ገዛን : ናዉቲ ሕርሻ : ናይ ደርሁን ኣዕዋፍትን ናይ እንስሳ ቀለብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን / ሕርሻ መሺነሪ / ኣቅርቦት ምግቢ / ገዛ ፈርኒቸር / ናይ ቢሮ ፈርኒቸር— ቀዳም የካቲት 28, 2018 05:00 ቅደሚ ሰዓት (5 ሰዓታት ቐርዩዎ)
4000K+

Tenders

60+

Business Areas

3*

Different Languages

2

Regions

Perfect tool SMS and Email Alerts

Well, We handle all those jobs for you so that you just get the tenders on our website, processed, edited, and finally classified according to your business area.

Start Browsingጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ምልክታ ናይ ጨረታ መከታተልን መፍለጥን ኣግልጋሎትጨረታታት መከታተሊ ታይ ማለት እዩ?

ምስ ምርቶምን አገልግሎቶምን ዝጠዓዓሙ /ዝዛመዱ ሓደሽትን ወይም ምስትክላል ዝተገበረሎም ጨረታዎችን ዝርዝር በኢሜይል እና ኤስ.ኤም.ኤስ ብኣድራሻኦም ክበፅሖም ዝገብር ግልግሎት እዩ። ሎማዓንቲ ብምምዝጋብ ጨረታትን ምቅባል ይጀምሩ

ዝረክብዎም ረብሓታት

ዝተጋውሑ ጨረታት ኣየምልጦምን

ነፍሲ ወከፍ ጨረታ እንትውእ ብቕልጡፍ ትፈልጦም ኢና። በዚ መንገዲ እዚ ቅድሚ እቲ ናይ መወዳእታ ግዜ ንወድድር ጨረታ ከተቕርብን ነቲ ጨረታ ናይ ምሽናፍ ዕድል ከውሕስ ትኽእልን ዝበለጸ ዕድል ኣለካ።

ንስርሖም ንዛመዱ ጨረታታት ጥራሕ ይለኣከሎም

ንፍርያትኩምን ኣገልግሎታትኩምን ዝምልከት ኣገዳሲ ናይ ጨረታ/ጨረታ ሓበሬታ ክትረኽቡ ክንሕግዘኩም ንኽእል ኢና።

ወፃኢታት ናይ ግዜን ቅርሽን ይቅንሱ

ናይ ምልክታ ጨረታ ፕላትፎርም ብምጥቃም ናይ ስራሕኩም ጻዕሪን ግዜን ገንዘብን ይቑጥበልኩም። ንስርሖም ዝምልከቶም ሓደስቲ ጨረታታት ምስ ዝሕተሙ ብቀጥታ ነፍልጦኩም

ካብ ኢሜይሎም/ኤስ.ኤም.ኤስ ምላሽ ክህቡ ይክእሉ

ካብ ኢመይል/ኤስኤምኤስ/ቴሌግራም ንዝቐርብ ምልክታ ጨረታ መልሲ ናይ ምሃብ ዓቕሚ ወሲኽና ኣለና።

ንምህርቶም ንግልጋሎትም ዝዛመዱ ጨረታታት

ንሕትመታትና ብምክትታል ኣብ ተዛመድቲ ፍርያትን ኣገልግሎታትን ዘሎ ኣንፈት ዕድጊ ክትከታተሉ ትኽእሉ ኢኹም።

24X7 ክንድግፈኩም ድሉዋት ኣለና

24X7 ክንድግፈኩም ድሉዋት ኣለና ። ዝኾነ ሕቶ ወይ ስክፍታ ምስ ዝህልወኩም ክትረኽቡና ድሕር ኣይትበሉ።

Why Choose Us for Tender Announcements?

Daily Updates

We scour official sources and partners to bring you the freshest tenders every single day.

Wide Coverage

From government projects to private sector RFPs, we cover a diverse range of industries and regions.

Easy Navigation

Our intuitive platform makes it simple to search, filter, and find tenders relevant to your business.

Email Alerts

Get notified instantly when new tenders matching your criteria are published.

What Our Users Say

"This platform has been a game-changer for our business. We've won several contracts thanks to their timely announcements!"

— Amanuel, Construction Company CEO

"Finally, a single place to find all relevant tenders. It saves us hours of searching every week."

— Bethlehem, IT Solutions Manager

"The best tender aggregation service in Tigray. Highly recommended for anyone serious about procurement."

— David, Consultancy Firm Owner

ተደጋጊሞም ዝሕተቱ ሕቶታት

ክመይ ገይረ ዓሚል ክኮን ይክእል?

ካብ ዝሓስብዎ ንላዕሊ ቐሊል እዩ። ይመዝገቡ ዝብል ኣብ ላዕሊ ዘሎ መውፅኢ ኪሊክ ብምግባርን ንቲ ቁፂሉ ዝመፅእ ቅጥኢ ብምምላእ ይልአኩዎ። ናትና ስራሕተኛታት ክድውልሎም እዮም።

ንምንታይ እዩ ድሕሪ ምዝግባ ምጥቃም ዘይከል?

ሓዱሽ ተመዝጋቢ ተኮይኖም/ነን ናይ ደንበኝንነት ክፍሊት ምክፋል ስል ዘሎዎም/ውን እዩ፡ ብምቕፃል አካውንቶም/ተን ብምንቓሕ ምጥቃም ይከሉ እዩም። ነባር ዓሚል ትኮይኖም ናይ መጥቅሚ ስሞም ብምእታው ናይ መሕለፊ ቃል ለአክለይ ብምባል ናብ ኢሜይል አድራሻኦም ናይ መሕልፊ ቃል ክለአከሎም ብምግባር ምጥቃም ይከእሉ እዮም።

መዓዝ እዩ አካውተይ ዝነቅሐለይ ድህሪ አብ ዌብ ሳይት ምምዝጋበይ?

ድሕሪ አብ ዌብ ሳይትና ምምዝጋቦም ናይ ዓሚልነት ክፍሊት አብ ምልክታ.ኮም ቢሮ ብምምፃእ ብምክፋል ወይ ደማ ናብ ናይ ምልክታ.ኮም ባንኪ ሒሳብ ቁፅሪ ቅርሺ አታዊ ብምግባር ዓሚሊኖቶም ብምጅማር/ብምሕዳስ ምጥቃም ይከእሉ እዮም። ብአማሪፅነት ብኢሜይል አድራሻና info@milkta.com ወይ ድማ ብስልኪ ቁፅሪ +251 914-702952/ +251-3444-11006 ምሕታት ይክእሉ እዮም::

ሀመይ ግይረ ናይ ዓሚልነት ክፍሊት ክከፍል ይከእል?

አብ መቐለ ተኮንኩም ናብ ናይ ምልክታ.ኮም ቢሮ ቀዳማይ ወያነ ህንፃ ቢሮ ብሎክ ረ ቁፅሪ 314 ብምምፃእ ወይ ድማ ሲልኪ ድዊልኩም አድራሻኩም ተነጊርኩምና ሰራሕተኛታና ብምልአክ ኪፊልቱኩም ክቅብልኩም ይክእሉ እዮም።

ናይ መጥቐሚ ስም ውይ ድማ መሕልፊ ቃል ረሲዕዮ ከመይ ጌረ ክረክቦ ይክእል?

ናይ መሕልፊ ቃል ንምስትዋስ ናይ መጥቀሚ ስሞም ብምእታው ናይ መሕለፊ ቃል ናብ ኢሜይል አድራሻኦም ይለኣክሎም።

ተውሳኪ ሓበሬታ ብዛዕባ እቴ ጨረታ ከመይ ክረክብ ይክእል?

ዓሚል ምልክታ.ኮም እንተኮይኖም ናይ መጥቀሚ ስሞምን መሕለፊ ቃል ብምእታው ሙሉእ ሓበሬታ ምርካብ ይኸእሉ እዮም። ዓሚል እንተይኮይኖም ደማ ናይ ዓሚልተት ቅጥዒ ብምምላእ ዓሚል ይኩኑ።

ናይ መጥቀሚ ሓበሬታይ ምስትክካል ይከእል ዶ?

እወ ምስትክካል ይክእሉ እዮም። ናብ ናይ ባዕሎም ኣካውንት ብምእታው ዘድልዮም ሓበሬታ ምቅያር ይክእሉ እዮም።

ናይ ተውካሊ ሰብ ሓበሬታ ሃመይ ምስትክካል ይክእል

ናብ ናይ ባዕሎም ኣካውንት ምስ ኣተዉ ኣብ ትሕቲ ናይ መጥቀሚ ስሞም ምስትክካል ዝብል መማረፂ ይረኽቡ ኑኡ ብምጥዋቅ ምስትክካል ይክእሉ እዮም።

ዓሚል ንምካን ንትካል ጥራሕ ድዩ ወይስ ንግለ ስብ ውን ይፍቀድ ዶ?

ምልክታ.ኮም ንትካላትን ንግለሰብ ብማዕረ ዘገልግልን ዘጥቅምን እዩ።

ዓሚልነተይ መኣዝ ይውዳእ?

ዓሚልነትኩም ዘገልግል ንሓደ ዓመት ኮይኑ ካብ ክፍሊትኩም ዝኸፈልኩምሉ መዓልቲ ጅሚሩ ይኸውን። እንድሕር ተዘይ ሓዲሹ ቅድሚ ዓመት ምምልኡ ሓደ ወርሒ ኽተርፎ ጀሚሩ ንምስትዋስ ናይ ኢሜይል መልእክቲ ብ 30፣ 15፣ 10፣7፣5፣4፣3፣2፣1 ይለኣኸሎም። በዚ መሰረት ቅድሚ ግልጋሎት ምቑራፁ ክፍሊት ብምፍፃም ምንዋሕ የኽእሎም እዩ።